ተንቀሳቃሲ ምስሊ ንምርአይ አብዚ ይጠውቑ
ደደቢት ሚድያ ለካቲት ፳፱ ፡ ፳፻፲፭ ዓ/ም አብ ለቅረቦ መደብ ኢትዮጵያ አውታር አብ ማሕበራዊ ድረ-ገጻ ምስላዊ መረዳእታ (Infographic) ብምውሳድ ናይ ሕሾት ፍደሳ (propoganda) ሰሪሓ እያ። ኢትዮጵያ አውታር ምስ ማንም ድርጅት ርክብ ለይብላ ነጻ አካል እያ። ይኩን እምበይ ናቲ መደብ አቅራቢ ሃይለ አረፋይነ ምስ ቤተ ክህነት ብምትሕሓዝ ብግምት ሓሳቡ ገሊጹ እዩ። እዚ ሰብ ኩሉሻብ ካብ ውሽጢ ዝረከብናዮ እናበለ ዘቅርቦም መረዳእታታት ናይ ሕሾትን ፈጠራን ምኳኖም እዚ ድርጊት መረጋገጺ እዩ።
Blogger Comment
Facebook Comment